You are on page 1of 2

k]K Ñmk ëëF©ˆ ëK} ] e™Í] ÑG™Í ÑMEã!

Kä{ ≤{q âÔ™{ MISq kÚo ãX]oÒ•}


kÚq qMBXoÒ [}kq óDq:- fl’/fi’/flÁë÷ ñ.M.´
cˇ.\.ƒ¬.11191 28/06/10 ñ.M. 
ÖQKV - ÑÌXqራ
cˇ√ˆU oıDÌ–}: 08203928
E-mail mekanegenet @yahoo. com

ämk:- kÚ/q/[/K/≤/âÔ™{ MISq kÚo ãX]oÒ•}
|mk:-
≤È™ß:- Q{-√ˆGÍœ
mk‹X]r] ‹X]oñ¥} mk‘F©ö ‘éDê©ö ›o[K‰êM Q©öV †´sï„mkGíX …ME‹: …ÏcXoñ …«| e©ö]oñ ©ö}´F
LX¥M} mk…LE©ö{q ‰èD÷M eªê\}} †q…M{ê …ygq Œ{ LykVq ‰K§ …D‰êM∶ LykX ‰K§ …D÷∶
K}Ê\gñ I§‘q ‰K§ …D÷∶ ÏchÿV} …ygq}: ÏchÿVq …xq} }D÷Lð ©öL ‰M Ïdh©ö †´sï„mkGíX: {sï
‘Xwð †sï <mkK}²ªï ÏÃöM| ‹}¶–› }©Dï ¬∶> ›mkF Q{-ÃöGêÏ }[©F‰êM …D÷|; mk‘²}‰êM ‘é} †sï
}[©F‰êM sD÷| Q{-ÃöGêÍq ‹\— ‹}©§ §·iK‰êM} §kÃöH‰êM} ‰MsD÷ KF[ï ]©ªêF|; ‰M„ê †‘é}
…²©]oñ †qmkFÈ ÃöGêÍq: X†§rpq} Irpq} ]©ªêF|;
<†}C „ygq mkH© HkïYM ‹{mkT] ‹}©§ O|§} ¹•êM} †£;>
(K›. 133#1)

ብመንገዲ ፍጽምና ክንጓዓዝ ንደሊ ዶ∶


ነፍስና ኣብቲ ብIድ ሰብ ዘይተሠርሐ ሰማያዊ ቤት ካብ ኵነኔን ፍዳን ርሒቃ ብሓጐስን ሰላምን ክትነብር ንደሊ ዶ∶
ከመይ ዘይንደሊ! ጐይታናን Aምላኽናን መድኃኒናን Iየሱስ ክርስቶስ ብኣምላኻዊ ቃሉ << ለምኑ ክወሃበኩም Eዩ። ድለዩ
ክትረኽቡ Iኹም፥ ማEጾ ኳሕ ኳሕ Aብሉ ክረሓወልኩም Eዩ፣ ከመይ! ዝለመነ ዅሉ ይቕበል። ዚደለየ ይረኽብ። ማEጾ
ዚኳሕኵሐ ድማ ይረሓወሉ Eዩ>> Iሉና Eንድ'ዩ፣ (ማቴ. ፰፦፰-፱/7፦7-8) ከምU ውን ገፋI ኣምላኽ ከምዘይኰነን ንደቂ ሰብ
ጐቲቱ ናብ ፍጽምና ንክኣትው ከምዘየገድድን << ዝኾነ ሰብ ደድኅረይ ክስEብ ዝደሊ ገዛE ርEሱ ይኽሓድ መዓልቲ መዓልቲ
ውን መስቀሉ ተሰኪሙ ይስዓበኒ፣>> ብዝበሎ ይፍለጥ፣ (ሉቃ. ፲፦፴፬/9፦23) ንመንፈሳዊ ይኹን ሥጋዊ ሥራሕ ንምሥራሕ
Eቲ ቀንዲን ኣገዳሲን ረቋሒ ካብ ልቢ ዝመንጨወ ድሌት ምህላዉ Eዩ፣ ስለዚ ካብዚ ቀጺልና ገለ ውሑዳት ካብቶም ብዙኃት
ናብ መንገዲ ፍጽምና ንክንበጽሕ ዝሕግዙና ክንጠቅስ።-
1. ብድኽመትካ ምEማን
ከምቲ ቅዱስ ዳዊት "EግዚAብሔር ርኅሩኅን መሓርን Eዩ፥ ንኵራ ደንጓዪ ብምሕረት ድማ ምሉE Eዩ፣ መግናሕቱ
ንጊዜU Eዩ። ንዘለዓለም ከኣ ኣይቅየምን Eዩ፣ ከም መጠን ኃጢኣትና ኣይቀጽዓናን Eዩ። ከም መጠን ኣበሳና ድማ ኣይፈድየናን
Eዩ። ሰማይ ካብ ምድሪ ልEል ከም ዝብል ከምU ድማ ምሕረቱ ኣብ ልEሊ Eቶም ዝፈርህዎ ዓቢይ Eዩ፣ ምብራቕ ካብ ምEራብ
ከምዝርሕቕ ከምU ንኣበሳና ካባና ኣርሓቆ፣ ከምቲ ወላዲ ንውሉዱ ዚርኅርኀሎም ከምU EግዚAብሔር ንዝፈርህዎ ይርኅርኀሎም
Eዩ፣ ካብ ምንታይ ከም ዝተፈጠርና ይፈልጥ Eዩ። ሓመድ ምዃንና ይዝክር Eዩ፣" (መዝ. 103፦8-14) ከምU ውን "ጥበበኛታት
ምEንቲ ክንከውንሲ Eቲ Eድሜና ሓፂር ምዃኑ መሃረና" (መዝ. 90፦12) ከምዝብል "ጥበብ ዝህብ EግዚAብሔር Eዩ። ፍልጠትን
ምስትውዓልን ድማ ካብU Eየን ዝርከባ፣ ስለዚ ንፈልጥ Iና Iልና ኣይንጅሃር ከመይ! ቄናን ክቀንE ኣይኽEልን Eዩ። ዘየሎ
ውን ክቝጸር ኣይከውንን Eዩ" (መሳ. 2፦6)፣
ስለዚ ንሕና ኣብ ቅድሚ Eቲ ኵሉ ዝኽEል ኣምላኽ Eንታይ ዋጋ ኣሎና∶ ነዚ'ዩ ቀዳሞት ኣቦታት ከም Eኒ ኣብርሃም።
ዳዊትን ካልOትን ንሕናስ ሓመድን ሓሙኽሽትን ከምU ውን ሓሰኻ ደኣ Eምበር ሰብ ኣይኮንናን ብምባል ብድኻሞም
ተኣሚኖም ዝኃለፉ፣ "ብድኻምና ንEመን" ማለት ግን ድኹም Eየ። Eናበልካ ኣብ ባሕሪ ኃጢኣት ምሕንባስ ኣይኮነን፣ ካብ
ኃጢኣት ርሒቕካ ብትEግሥቲ ጽንዓት። ብጽንዓት ከኣ ተስፋ ምEንቲ ኪንረኽብ ሽሕ Eኳ መንገድና ብርሃን ዘይብሉ ጸልማት
Eንተኾነ ኣብ EግዚAብሔር ምውካልን ናብU ምጽጋEን Eዩ፣ (Iሳ. ፷፦፳/ 50፦10) ስለዚ ብመንገዲ ፍጽምና ከነምርሕ።
ጉድለትና ንፍለጥ፥ ድኹማት ምዃንና ውን ንረዳE፣ ድኅሪ'ዚ ከምቲ ብርሃን ዓለም ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ "ኣነ ግና
ኣገልግሎተይ ክሳE ዚፍጸምን Eቲ ጐይታ ዚህበኒ Eዮ ክሳE ዚውድEን ንሕይወተይ ኣየናሕሰየላን Eየ፣ ከም ክብርቲ ገይረ
ኣይርEያን Eየ፣" ከምዝበለ (ግብ.ሓዋ. ፴፦፴፭/ 20፦24)፣ Eቲ ኾይንዎ ዘሎ ብጸጋ ኣምላኽ ስለዝኾነ ብናቱ ፍልጠትን ጥበብን
ብቅዓትን ብቃሉ ኣይጀሃርን ብልቡ ኣይEበን፣ ከመይሲ "ዝኾነ ነገር ብቕዓት ዝሃበና ኣምላኽ Eዩ Eምበር ካብ ገዛE ርEስና
ዘምጻEናዮ ብቕዓት የብልናን " ባEሉ ሓዋርያ ጳውሎስ Iሉ ኣሎ፣ (2ይቆሮ. ፬፦፭/3፦4) ሰብ ድኹምን ኣብ ቅድሚ
EግዚAብሔር ከምቲ ንቕሩብ ጊዜ ተራEዩ ዝበንን ሃፋ ምዃኑ ይነግረና፣ (ያE. ፭፦፳፭/ 4፦14)
2. ንኣቦና ንምሰል
ንኵላትና ሓደ ኣቦ ዶ ኣይኮነን ዘሎና! "ብመልክEና ከም ምስልና ሰብ ንፍጠር" (ዘፍ. ፪፦፴፯/1፦26) Iሉ
ዝፈጠረና። ሓደ ኣምላኽ ዶ ኸ ኣይኮነን∶ ስለዚ EግዚAብሔር ኣቦና ከምዝኾነ ንሕና ውን ብኵለንትናና ንEU ክንመስል
ይግብኣና፣ ኣምላኽ ፍቕሪ Eዩ። ንሓድሕድና ብምፍቓር ኣርኣያU ንስዓብ። ንሱ ቅዱስን ጻድቕን Eዩ Eሞ ንሕና ውን
ብቅድስናን ብጽድቂን ክንመስሎ ይግብኣና፣ "ኣኅዋተየ ከም በለስ ፍረ ኣውሊE። ተኺሉ ወይኒ ፍረ በለስ ክትፈሪ ዶ ይከኣላ
Eዩ∶" (ያE. ፬፦፳፫/ 3፦12) Eሞ ደኣ EግዚAብሔር Eዩ ኣቦና Eናበልና ግብሪ ሰይጣን Eንተገበርና ሓቂ ኣለዎ ዶ፣
መድኃኔዓለም ክርስቶስ ጉንድና Eዩ። ንሕና ከኣ ጨናፍሩ Iና፣ ስለዚ ከምቲ ጨንፈር ናይ'ቲ ጉንዲ ፍረ ዝፈሪ Eምበር ካልE
ፍረ ከም ዘይፈሪ። ንሕና ናይ ብሓቂ ውሉድ Eንተኾይንና ነቲ ኣብ ኣቦና ዝረኣናዮ ንግበር። ፍረ መንፈስ ቅዱስ ውን ነፍሪ፣
ካብ ኣቦና Eንታይ Iና ርIና ፍቕሪ። ቅድስና። ንጽሕና። ምሕረት። ትሕትና። ትEግሥቲ . . . ነዚ ንግበር፣ ነዚ Eዩ ጐይታ
"ኣነ ናይ ሓቂ ጉንዲ ወይኒ Eየ። ነቲ ኣባይ ዘሎ ፍረ ዘየፍሪ ይቈርጾ፥ ነቲ ፍረ ዚፈሪ ዘበለ ጨንፈር ግና ብዙኅ ምEንቲ ክፈሪ
የጽርዮ፣ ጨንፈር ኣብ ጉንዲ ወይኑ Eንተዘይነበረ ካብ ርEሱ ክፈሪ ከም ዘይክEል ንስኻትኩም ውን ኣባይ Eንተ ዘይነበርኩም
ከምU Iኹም" ከምዝበለና፣ (ዮሓ. ፳፮፦፪/15፦1) ንሕና'ውን ኣብቲ ጉንድና ክርስቶስ EንተዘይጸናEና ሠናይ ፍረ ክነፍሪ
ኣይኮነልናን Eዩ፣ ስለዚ ከምቲ ዘየፍሪ ጨንፈር ዝቝረጽ ንሕና'ውን ሥልጣን EግዚAብሔር ከይፈልየና ክንጥንቀቅ ይግበኣና፣

3. ኣብ ትሕቲ ጽላል EግዚAብሔር


ድሌት ንበይኑ ናብ መንገዲ ፍጽምና ኣየብጽሓናን Eዩ፣ በቲ ዝሃበና ብግዴና ዓቕምና ብዝፈቕዶ ምጽዓር የድሊ፣
"ነቲ ብድኅረይ ዘሎ EናረሳEኩ ናብቲ ኣብ ቅድመይ ዘሎ ኣቢለ Eናጠመትኩ ናብቲ ሕንጹጽ Eላማ ኣቢለ ናብቲ ዓስቢ ዓወት
ናይ ሰማይ ጽወዓ ኣምላኽ ብክርስቶስ Iየሱስ Eጐዪ ኣለኹ፣" (ፊሊ. ፬፦፳፬/3፦13) Eናበለ ነቲ ዝኃለፈ ሕይወት ንድኅሪU
ገዲፉ ብብዙኅ መከራ። ብጻEሪ። ድቃስ ብምስኣን። ብጥሜት። ብቅድስናን። ሓቂ ብምዝራብን። ብዙኅ ድኻምን ርሃጽን ናብቲ
ሰማያዊ ዓስቢ ይጐይይ ከምዝነበረ ይገልጸልና፣ ዓወት ዝርከብ ድኅሪ ጻEሪ ስለዝኾነ ከም ኣቦታትና ቅዱሳን ሓዋርያት።-
በርናባስን ጳውሎስን ከምዝበልዎ << ናብ መንግሥቲ ኣምላኽ ክንኣቱ ዝግበኣና ብብዙኅ መከራን ጸበባን Eዩ፣>> (ግብ.ሓዋ.
፳፭፦፴፫/14፦22) ስለዚ መንግሥተ ሰማያት ሰብ ከከም ጻEሩ ዓስቡ ዝቕበለላ ቦታ Eረፍቲ Eያ፣ ሠናይ ድሌት ንበይኑ ዘይኮነስ
ንሠናይ ግብሪ ክንጽEር ይግበኣና፣

4. ምልምማድ ኣብ ክርስቲያናዊ ሕይወት


ጕEዞ ክርስትና ርሒብ ኣፍ ደገ። ሰጥ ዝበለ ገፊሕ መንገዲ ኣይኮነን፣ ኣፍ ደገU ጸቢብ። መንገዱ ቀጢን ዓቀብ ደኣ
Eምበር፣ Eዚ ኸኣ ብብዙኅ ጻEርን ድኻምን ንፈተና ረቀቕቲ መናፍስቲ ናይ ሰይጣን ስIርካ ዓስቢ ሥራሕካ Eትኽፈለሉ
ስለዝኾነ፣ Eዚ ከኣ ብሓደ መዓልቲ ወይ ሓፂር ጊዜ ተናጢርካ ዝብጻሕ ኣይኮነን፣ Eንታይ ደኣ! ንነፍስና ብመንፈሳዊ ሕይወት
Eናኣላማመድና ብናብራ ቅድስናን ንጽሕናን ከምቶም ንEግዚAብሔር ኣምላኽና ኣሐጕሶም ዝኃለፉ ቅዱሳን ኣቦታትና
ንሃይማኖት ብቃል ዘይኮነስ ብግብሪ። ኣፍኣዊ ዘይኮነስ ብውሽጣዊ ርድIት መንነትና Eንምስክረሉ ናብ ሓቀኛ መንፈሳዊ
ለውጢ ዘብጽሓና ዓቢይ ድልድል መንፈሳዊ ልምምድ Eዩ፣
መንፈሳዊ ሕይወት ብመንፈስ ጀሚርካ ብክርስቲያናዊ ምልምማድ ዓቢኻ ክሳብ Eለተ ሞትካ ናይ መወዳEታ ሒቕታ
Eውን ጸኒEካ ብመንፈስ Eትፍጽመሉ ሕይወት Eዩ፣ በዚ ምስ Eነምርሕ ድርብ ዓስቢ ንረክብ፣ ንሱ ከኣ ኣብዛ ዓለም'ዚኣን
ኣብታ ትመጽE ዓለምን ብነፍስን ብሥጋን ንረብሕ፣ Eስከ ኣኅዋት ሕስብ ነብሎ! ነዚ ኃላፊ ዝኾነ ብሥጋ ኣብ ዓለም ጥራሕ
ዘርብሓና ነገራት ከም Eኒ ትምህርቲ። ስፖርት። ሥEሊ ወዘተ ክንደይ ከም EንጽEረሉ ኵላትና ንፈልጦ Iና፣ ንምንታይ ደኣ!
ነቲ ብክልተ ዘርብሓና Eኳ ደኣ ካብቲ ብዝዓዘዘ ዘይንለማመደሉን ዘይንጽEረሉን፣ " . . . ከምቲ ንርኽሰትን Eናገደደ ንዚኸይድ
ክፍኣትን ንኺግዛE ኣካላትኩም ዝወፈኹም፥ ከምU ድማ ሕጂ ናብ ቅድስና ንዜብጽሕ ጽድቂ ኣካላትኩም ወፍዩ " (ሮሜ
፯፦፳፲/6፦19) ንላመድ ደኣ ኣኅዋት ከመይ! "ዓስቢ ኃጢኣት ሞት Eዩ። ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብIየሱስ ክርስቶስ ናይ
ዘለዓለም ሕይወት Eዩ፣" (ሮሜ ፯፦፴፬/6፦23) ነቲ ሞት ዘምጽE ኃጢኣት Eኳ ዝተለማመድናዮ። ሕጂ ደኣ ነቲ ኣኽሊል ዓወት
ዘጓናጽፈና ብሥጋን ብነፍስን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን Eንጽገወሉ ክንደየናይ ዘይንላመድ፣ ከምU ካብ ኮነ ንላመድ ድኣ!
ሥርዓት ምድሪ ብሥርዓተ ሰማይ Eዩ ዝተሠርA Eሞ ኣብዛ ምድራዊት ቤት መቅደስ ቅዳሴ ካህናት ዘይሰምA ከመይ ገይሩ Eዩ
ኣብታ ሰማያዊት መቅደስ ብካህናት ሰማይ ዝቅደስ ቅዳሴ ክሰምE ዝኸኣሎ! ኣብዚ ምድሪ ንEግዚAብሔር ዘየመስገነ ከመይ
ገይሩ Eዩ መዝሙር መላEኽቲ ኣብ ሰማያት ክሰምE∶ ኣብ Eድመ ንEስነት ብንጽሕናን ብቅድስናን ዘይተመላለሰ ከመይ ገይሩ
Eዩ ኣብ ቅድሚ Eቲ ጻድቅን ሓቀኛን ፈራዲ ዝኾነ EግዚAብሔር ክቐውም∶ ስለዚ ኣኅዋት Eታ ምችEቲ መዓልቲ ምድኃን
ሎሚ Eያ፣ ስለዚ ነቲ ዝተዋህበና ጊዜ ብምሉE ኣብ ረብሓ Eናኣውዓልና ከም ዓያሹ ዘይኮነስ ከም ለባማት ንንበር፣
ኣብ መወዳEታ።- በቲ ቅዱስ ጳውሎስ ንናይ መንፈስ ወዱ ዝኾነ ጢሞቴዎስ ኣብ ዝጸሓፎ 1ይ መልEኽቱ ፭፦፰/4፦7
"ንርEስኻ ግና ብመንፈሳዊ ሕይወት ክትነብር ተላመድ፣ ምውስዋስ ኣካላት ንቅሩብ ነገር Eዩ። ዝጠቕም መንፈሳዊ ምልምማድ
ግና ነዛ ሕጂ ዘላ ሕይወት Eዚኣን ነታ EትመጽEን ተስፋ ስለዘለዎ ንዅሉ Eዩ ዝጠቕም " ከም ዝበሎ ንሕና ውን ብመንፈሳዊ
ሕይወት ክንነብር ንላመድ፣ ምኽንያቱ ዓስብና ሰማያዊ ኣኽሊል ደኣ Eምበር ምድራዊ በረኸት ጥራሕ ስለዘይኮነ፣ ናብ
ፍጽምና ንምብጻሕ ትውክልትና ብኣምላኽ ገይርና ብስቡር ልቢን ፍቕሪን። ብብዙኅ ድኻምን ተጋድሎን ብጾም። ብጸሎት።
ብስግደትን ካልE ነዚ ዝመስልን Eናተጋህና ዘመን ንEስነትና። ቦታ ግሽነትና ብቅድስና ተመላሊስና ናብታ ሰማያዊት
መንግሥቲ ምEንቲ ክንኣቱ ከምቲ EግዚAብሔር ኣምላኽና ፍጹም ዝኾነ ንሕና'ውን ውሉድ Eንድኅር ዄይንና ፍጹማን
ንኹን፣ (ማቴ. ፮፦፶፱/5፦48)
ስብሐት ለEግዚAብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!!
ክፍሊ ርክባት

You might also like